ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሱዳን -- ሓተትቲ ዑቕባ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዝተሓደሰ ሻቕሎት


ሱዳን -- ሓተትቲ ዑቕባ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዝተሓደሰ ሻቕሎት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:01 0:00

ኣብ ሱዳን ዑቕባ ዝሓተቱ፡ ኣባላት ነበር ሓይሊ ዓቃብ-ሰላም ኢትዮጵያ ዝኾኑ ተወላዶ ትግራይ፡ ሓይልታት ህፁፅ ወሃብ ድጋፍ ድሕሪ ዘውፆኦ መግለፂ፡ ኣብ ዝኸፍአ ስግኣት ምህላዎም ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። ናብ ውሑስ ሳልሳይ ሃገር ክግዕዙ ደጋጊሞም ሓቲቶም ዛጊት ፍታሕ ከም ዘይረኸቡ ዝገልፁ እቶም ዓቃብ-ሰላም ሰራዊት ነበር፡ ንጉዳዮም ዝምልከቶ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ግን ነቲ ኵነታት ብቐረባ ይከታተሎ ምህላዉ’ዩ ይሕብር።

XS
SM
MD
LG