ኮሚሽን ስደተኛታት ሕ/ሃ ኣብ ምስጕግ ኤርትራውያን ስክፍታኡ ይገልጽ
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ነቲ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ብዘይ ድሌቶም ናብ ሃገሮም ምምላሶም ንዓለምለኸ ሕጊ ስደተኛታት ዝጥሕስ’ዩ ድሕሪ ምባል እቲ ተግባር ንካልኦት ሓተትቲ ዑቕባ ኣዝዩ ዘከሰፍ’ዩ ኢሉዎ። ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ ብወገኑ፡ እቶም ናብ ኤርትራ ዝተሰጎጉ ሰባት፣ ስደተኛታት ወይድማ ሓተትቲ ዑቕባ ኣይኮኑን ብምባል ምላሽ ሂቡ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ