እቲ ሕማቕ ዜና ግን 11 ሚእታዊ ህዝቢ ዓለም ገና ጽሩይ ማይ ኣይረክብን። ልዕሊ 3ተ ሺሕ ቆልዑት ብብመዓልቱ ብሕማም ውጽኣት ይሞቱ። ቀንዲ ጠንቂ፡ ጉድለት ጽሩይ ማይን ዓይኒ ምድርን`ዩ። ስለዚ እዚ መሰረታዊ መሰል ወዲሰብ ጥራይ ዘይኮነስ ንሚልዮናት ቆልዑ ዓለም፡ ናይ ሞትን ሕየትን ጉዳይ`ዩ ይብሉ ሓለፍቲ`ዚ ጉዳይ ኣብ ሕቡራት ሃገራት።
ማላዊን ቡርኪናፋሶን ኣብ ምቕራብ ጽሩይ ማይ ተመስጊነን
ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡