ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕቡራት መንግስታት ረድኤት ናብ መስመር አፍጎይ ንምእታው ገና ይፅበ'ሎ


ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት-ፅሕፈት ሰብአዊ ጉዳያት ነቶም 400 ሽሕ ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ሶማል ንምሕጋዝ አየናይ አንፈት አፍጎይ ክጥቀም ከም ዝኽእል ሓይልታት ሕብረት አፍሪቃን መንግስቲ ሶማል ክነግርዎ ግና ይፅበ ከም ዘሎ ገሊፁ።

ሓይልታት ሕብረት አፍሪቃን መንግስቲ ሶማልን ንመተሓላለፊ መስመር አፍጎይ ዝሓለፈ ሰሙን ተቆፃፂሮም'ዮም።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG