ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አሽሓት ቆልዑ ሶማል ብፅንኩር ጉድለት አመጋግባ ኣብ ሓደጋ ሞት'ዮም ዘለው - ዩኒሴፍ


ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ህፃናት -ዩኒሴፍ ብሰንኪ ሕጽረት ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ሶማል ብጉድለት አመጋግባ ይሳቀዩ ዘለው አሽሓት ቆልዑ ሶማል ኣብ ሓደጋ ሞት'ዮም ዘለው ክብል አጠንቂቁ።

ዩኒሴፍ ነቲ ኣብ ሶማል ዘካይዶ ፕሮግራማት ረድኤትን ናይ ምምጋብ ሕክምናን ካብቲ ዘድልዮን ክወሃቦ ዝተማሕፀኖን 289-ሚልዮን ዶላር ህፁፅ ረድኤት ዛጊድ ዝተቀበሎ 12% ጥራይ ምኻኑ'ውን ገሊፁ'ሎ።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG