ኩነተ ጥምየት ብዓለም ዝዳህሰሰ ሪፖርት ትካላት ሕ/ሃ
ኣብ ዓመተ 2022 ደረጃ ጥምየት ዓለም ድሕRኢ ንሸውዓተ ዓመታት ዝተመዝገበ ወሰኽ ደው ምባሉ ትካላት ሕቡራት ይገልጹ፡ ይኹን ደ ኣ እምበር እቲ ደረጃ ካብቲ ኣብ 2030 ክጠፍእ’ዩ ተባሂሉ ተመዲብሉ ዝነብረ ንታሕቲ ከምዝኾነ እተን ትካላት ወሲኸን ይሕብራ። ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ህዝቢ ዓለም ንከቢድ ሓደጋ ጥምየት ተቃሊዖም ዝነበሩ ሰባት 7.9 ሚእታዊት ምንባሩ፣ እቲ ኣሃዝ ዝሓለፈ ዓመት ናብ 9.2 ሚእታዊት ክብ ምባሉ እቲ ሪፖርት ሓቢሩ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ