ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩነተ ጥምየት ብዓለም ዝዳህሰሰ ሪፖርት ትካላት ሕ/ሃ


ኩነተ ጥምየት ብዓለም ዝዳህሰሰ ሪፖርት ትካላት ሕ/ሃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:28 0:00

ኩነተ ጥምየት ብዓለም ዝዳህሰሰ ሪፖርት ትካላት ሕ/ሃ

ኣብ ዓመተ 2022 ደረጃ ጥምየት ዓለም ድሕRኢ ንሸውዓተ ዓመታት ዝተመዝገበ ወሰኽ ደው ምባሉ ትካላት ሕቡራት ይገልጹ፡ ይኹን ደ ኣ እምበር እቲ ደረጃ ካብቲ ኣብ 2030 ክጠፍእ’ዩ ተባሂሉ ተመዲብሉ ዝነብረ ንታሕቲ ከምዝኾነ እተን ትካላት ወሲኸን ይሕብራ።

ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ህዝቢ ዓለም ንከቢድ ሓደጋ ጥምየት ተቃሊዖም ዝነበሩ ሰባት 7.9 ሚእታዊት ምንባሩ፣ እቲ ኣሃዝ ዝሓለፈ ዓመት ናብ 9.2 ሚእታዊት ክብ ምባሉ እቲ ሪፖርት ሓቢሩ ኣሎ።

እዚ ዝተጠቀሰ ሪፖርት ዝተዳለወ ብምትሕብባር ፕሮግራም መግቢ ዓለም፣ ዓለምለኸ ፈንድ ሕርሻዊ ምዕባለ፣ ትካል ህጻናት፣ ውድብ ሕርሻ ዓለምን ውድብ ጥዕና ዓለምን እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG