No media source currently available
ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ምጥያስ ካብ ማእኸላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ምስ ጣልያን ሓድነተን ከርእያ ጸዊዑ።