ኣሜርካን ሕቡራት ሃገራትን ኣብ ጉዳይ መጥቓዕቲ ከተማ ሆደይዳ ዘለዎም ሻቕሎት ይገልጹ
ኣሜሪካን ሕቡራት ሃገራትን ብዛዕባ’ቲ ዘይተርፍ ዝመስል መጥቓዕቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ሓይልታት መንግስቲ የመን ኣብ ልዕሊ ንወደባይት ከተማ ሆደይዳ ተቆጻጺሮም ንዘለው ተቓወምቲ ሁቲ ዘለዎም ሻቅሎት ይገልጹ ኣለው። ሕቡራት ሃገራት ኣብ መንጎ ብኢራን ዝድገፊ ተቓወምቲ ሁቲን፡ ሕቡራት ዓረብ ኢማራትን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ልዕሊ ወደባይት ከተማ ሆደይዳ ከጋጥም ዝኽእል መጥቓዕቲ ንምክልኻል ኣብ ጽዑቕ ዲፕሎማሲ ተጸሚዱ ከምዘሎ ጠቕላሊ ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት አንቶኒ ጉተርስ ገሊጾም።
ኢፒሶዳት
-
ሚያዝያ 14, 2021
160 ኢትዮጵያዊያን ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
-
ሚያዝያ 09, 2021
ኢትዮጵያ-ክልል ትግራይ: ካብ ግጭት ናብ ሰብኣዊ ቅልውላው
-
ሚያዝያ 07, 2021
ሱሉሳዊ ዘተ ኢትዮጵያ ግብጺን ሱዳንን ኣብ ግድብ ህዳሴ ብዘይፍረ ተበቲኑ
-
ሚያዝያ 05, 2021
ሱሉሳዊ ዘተ ሚኒስትራት ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ:ግብጺን ሱዳን ኣብ ግድብ ህዳሴ-ኪንሻሳ
-
መጋቢት 31, 2021
ክልል ትግራይ: ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ካብ መነባብርኦም ይመዛበሉ ምህላዎም ተገሊጹ