ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ- ኣብ ልዕሊ'ቲ ኤርትራ ዝምልከት ፀብፃብ ተቆፃፃሪ ጉጅለ ባይቶ ፀጥታ


"ብመሰረቱ እቲ ዝቀረበ ፀብፃብ ካብ ምብጋሱ ሚዛን ዝጎደሎ'ዩ ዝመስል ኣብ አቀራርብኡ'ውን ካብኡ ዝገደደ ሚዛናት ይጎድሎ'ዩ" ይብል አቶ አልኣዛር አብርሃም።

ኣብ ዲሰምበር 23 2009 ዓ.ም እቲ ሞኒተሪንግ ግሩፕ ተመስሪቱ መረዳእታት አተአኻኺቡ ዘቅርቦ ነቲ ናይ ማዕቆብ ኪሚቴ'ዩ ዝበሉ አቶ ሰለሞን አማረ ኸአ እቲ ተቆፃፃሪ ጉጅለ ካብ ኢትዮጵያ ወፃኢ እውን'ዩ ነቲ ኩነታት ዘፃሪ፡ ኤርትራ ንትፍፅሞ ተግባር'ውን ኣፃርይዎ'ዩ ኢሎም።

ቀዳማይ ክፍሊ'ቲ መደብ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቁ።

ካልአይ ክፍሊ ንምስማዕ ድማ ኣብዚ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ቁጽሪ ተሳተፍቲ ሃገራት ዋንጫ ዓለም 2026 ብኽንደይ ክዓቢ እዩ?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG