ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተገብረ ማዕቀባት ንምልዓል ገና'ዩ ' ይብሉ ሓላፊ ተቆፃፃሪ


ኤርትራ ነቲ ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልዕሊኣ ዝገበሮ ማዕቀባት ኣብ ምምእዛዝ ምምሕያሽ እንተርአየትካ ማዕቀበት ይልዓል ንምባል ግን ገና'ዩ ክብሉ አተሓባባሪ'ቲ ጉጅለ ተቆፃፃሪ ንጉዳይ ሶማልን ኤርትራን ሚስተር ማት ብራይደን ማት አፍሊጦም።

ሚስተር ማት ብራይደን ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ገምጋምና ኤርትራ ፡ ሶማል ብዝምልከት ብፍላይ ንአልሸባብ ትህቦ ደገፍ እንተነከየካ እዚ'ውን ብሰንኪ'ቲ ማዕቀባት'ዩ፡ እገዳ አፅዋራት ንኻልኦት ዕጡቃት ጉጅለታት ምሕጋዝ ከምኡ'ዉን ምርኮኛታት ጁቡቲ ምሓዛ አፍልጦ ምሃብ ምእባያን ሓዊሱ ነቲ ማዕቀባት ብኻልኦት ብዙሓት መዳያት ትጥሕስ'ላ ኢሎም።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

ተዛማዲ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG