ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንመግለፂ ራፖርተር ሼይላ ኪቱሪትን መልሲ ኣምባሳደር በየነ ርእሶምን ተኸታተሉ


ኣምባሳደር በየነ ርእሶም
ኣምባሳደር በየነ ርእሶም

ኣብ ኤርትራ 'ስልታዊ ሰፊሕን ከቢድን ብመንግስቲ ዝፍጸም መግሃስቲ መሰላት ከምዝራኣይን ዝሕተት ሰብ ከምዘየለን ደምዲምና ኣለና።ገበናት ሰብኣዊነት ተፈጺሙ’ውን ይኸውን' ይብል እቲ ኮምሽን።

'ብሕልፊ መናእሰይ ቅብፀትን ለውጢ ንምምፃእ ሓይሊ ኣልቦ ኮይኑ ከምዝስመዖምን፣ኣማኢት ኣሻሓት መናእሰይ ንህይወቶም ኣብ ሓደጋ መንግስቶምን ጨካናት ኣስገርቲ ሰባትን ኣውዲቖም ይሃድሙ’ለው' ይብላ ሸይላ ኪቱሪት።

'ዘይርካ ዘይርካ ንመግሃስቲ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሕተተሉ መንግስቲ ኤርትራ’ዩ' ምስበላ፣'ቀንዲ ተሓተቲ' ንዝበለኦም ዝተፈላለዩ መንግስታዊ ኣካላት ዘርዚረን ኣለዋ።

መንግስቲ ኤርትራ ግና ‘እቲ ክሲ ባዶ ጠቀነ’ዩ።እ ክሲታትዚ፡ መቐጸልታን መዕረጊን ናይቲ፡ ኤርትራ ኣብ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊን ማሕበራዊን ምዕባለ፡ እንተላይ ኣብ መዳይ ሰብኣዊ መሰላት እተመዝግቦ ዘላ ገስጋስ ንምዕናው ኪካየድ ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ድርኺት ዘለዎ ዘመተ እዩ’ ከምዝበለ ዝዝከር’ዩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:33 0:00

XS
SM
MD
LG