ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከብ ልኡኽ ሓደ ዓመት ክጸንሕ ኣናዊሕዎ


ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከብ ልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ተወሳኺ ሓደ ዓመት ክጸንሕ ኣሓዲስዎ። ጎንጺ እንተቀጺሉ’ውን ማዕቀብ አጽዋራት ከምዝግበር አጠንቂቁ’ሎ።

እቲ ብኣሜሪካ ዝተመወለ ሓድሽ ስምምዕ ኣንጻር’ቶም ሰላምን ምርግጋእን ጸጥታን ደቡብ ሱዳንን ዝንቀሳቀሱ ኹሎም ግቡእ ስጉምትታት ንምውሳድ ባይቶ ጸጥታ ዘለዎ ሓሳብ ገሊጹ’ሎ።

ናይ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ምክትል ወኪል ኣብ ሕቡራት ሃገራት ስጉምቲ መቕጻዕቲ ዘምጽኦ ጽቡቕ ውጽኢት የለን ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG