ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሱዳን መንበሪኦም ዝነደዶም ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሓገዝ ይፅበዩ

ኣብ ሱዳን መንበሪኦም ዝነደዶም ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሓገዝ ይፅበዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:00 0:00

ኣብ ሱዳን መንበሪኦም ዝነደዶም ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሓገዝ ይፅበዩ

ኣብ መዓስከር ኡምራኩባ ቅድሚ 20 መዓልታት መንበሪኦም ብሓደጋ ባርዕ ዝዓነዎም ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት፣ ክሳብ ሕጂ ሓገዝ ከምዘይረኸቡ ንድምፂ ኣመሪካ ተዛሪቦም።

እቶም ብሰንኪ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ሱዳን ዝኸዱ ስደተኛታት፡ ብምኽንያት እቲ ኣብታ ሃገር ኣጋጢሙ ዘሎ ጎንፂ፡ ስግኣት ፀጥታን ዋሕዲ ቀረብ ኣገልግሎትን ከምዘሎ ብምሕባር መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍሉይ ኣቃልቦ ክገብረሎም ጸዊዖም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG