ዋሽንግተን —
ብመሰረት ፀብፃብ ገምጋምን ዳህሳስ ዕንወትን(Rapid Damage and Needs Assessment) ዩክሬን ኣብ ዝቕፅል 10 ዓመታት መሊሳ ክትሓዊ 524 ቢሊየን ዶላር የድልያ። እቲ ፀብፃብ ብሕቡራት ሃገራት ሃገራት፣ ዩክሬን፣ ጉጅለ ባንኪ ዓለምን ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮጳን እዩ ተዳልዩ። ካብ ከተማ ኪየቭ 90 ኪሎ ሜትር ርሒቓ እትርከብ ያሂድነ ዝተባህለትት ቑሸት ብወታሃደራት ሩሲያ ምስ ተትሓዘት ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ከመይ ከምዘላ ዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ቅጥዒ