ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ብሪጣንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይዱ’ለው


ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ሎሚ ኣብ ዋና ከተማ አዲስ አበባ ኣብ ዝአተውሉ ንትካል መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በጺሖም ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተወልደ ገብረማርያምን ተዘራሪቦም።

ንሶም ምስ ላዕለዎት ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ተራኺቦም ክዘራረቡ ትጽቢት ተጌርሉ’ሎ።

ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ብሪጣንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የኻይዱ’ለው
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:39 0:00

ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ኢትዮጵያ “ልዑል ዓቕሚ ዘለዋ ሃገር’ያ” ድሕሪ ምባል ቅልጡፍ ምዕባለ ተመዝግብ ከምዘላ’ውን ገሊጾም። ብተወሳኺ ሓደ ካብ ዕላማ ዑደቶም ምስ ምስ ኢትዮጵያ ሸሪክነት ንምሕያል ምኳኑ ብምሕባር እቲ ሸሪኽነት ድማ ዓብይ ዕድል’ዩ ክብሉ ገሊጾም።

ሚኒስትር ወጻኢ ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ኣቐዲሞም ኣብ ኡጋንዳን ሶማልያን ዑደት ኣካይዶም’ዮም።

XS
SM
MD
LG