ሃገራዊ ምርጫ ኡጋንዳ ሓሙስ 18 የካቲት 18,2016 ዓ.ም.ፈ ክካየድ'ዩ። ኣብ መንጎ ተወዳደርቲ መራሒ ተቓዋሚ ፓርቲ ኪዘ በዚጋይን ፕረዝደንት'ታ ሃገር ዩወሪ ሙሰቨኒን ከቢድ ውድድር ክህልው'ዩ ተባሂሉ ትጽቢት ይግበረሉ'ሎ።
ኡጋንዳ- ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ጎስጎስ ንምርጫ ፕረዝደንት

5
Uma refugiada Rohingya exausta depois de atravessar a fronteira Bangladesh-Myanmar de barco. Baía de Bengal, Set 11, 2017

6
ኡጋንዳ- ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ጎስጎስ ንምርጫ ፕረዝደንት