ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጸገም ደርቂ-ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ፖሊሲታት ኣመሪካ ብገለ ትካላት ሬድኤት ተነቒፉ


ኣብ ሶማል ንዘጋጠመ ጥምየት፡ ኣመሪካ ኣቐዲማ ኣብ ምክልኻሉ ኣይሓገዘትን`ውን ይብላ

ሽሕ`ኳ ኣመሪካ ንግዳያት ደርቂ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓገዝ ሬድኤት እንተወሰኸት፡ ፖሊሲታታ ግን ተነቒፉ`ሎ።

ዓለም ቀልጢፉ ስጉምቲ ኣይወሰደን ዝበለ ሰራሕተኛ ሬድኤት ዎርልድ ቪዢን፡ “ሕሰም` ደርቂ ኣብቶም ተተንከፍቲ ዝኾኑ ቆልዑትን ኣረጋውያንን ከቢድ`ዩ” ይብል።

ኣመሪካ፡ ንምድሓን ህይወት ክትብል ኣብ ኣል-ሸባብ ዘለዋ ፖሊሲ ክተለሳልስ`ውን ተጸዊዓ`ላ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG