ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ሓረስቶት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣዋርሕ ክራማት ይዝትዩ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይን ኣብ ኤርትራ ከባቢ ዞባ ደቡብን ዝርከቡ ሓረስቶት፡ ዝናብ ሎሚ-ዘመን በዚ ጀሚርዎ ዘሎ እንተቐጺሉ ዘሰክፍ የብልናን ይብሉ`ለዉ።

ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ገለ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተራእዩ ዝብሃል ዘሎ ባልዕ-ዘራእቲ ንምምካት ድማ ኣድማዒ ጎስጓሳት ቀጺሉ ከምዘሎ ይገልጹ።

ካብ ክልቲኡ ሃገራት ዘዘራረብናዮ ክልተ ሓረስቶት ብዛዕባ ኣዋርሕ ክረምቲ ከምዚ ይብሉ፡ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG