ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግጭት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ናይ ሰላም ተስፋ'ዶ ይህሊ?


ኣብዚ ኣርእስርቲ እዚ ትንታነ ክህቡና ኣብ ጀርመን ኣብ ዝርከብ ሃምቡርግ ዩኒቨርስቲ ተመራማሪ ድህረ ዶክተርቴ ዝኾነ ዶክተር ሓጎስ ኣብርሃ ካብ ሃምቡርግን ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ዝነበረ ኣርክቴክ ኤርሚያስ ኣማረ ካብ ከተማ ኒው ዮርክን እዮም።ክልቲኦም ንፖለቲካ ናይቲ ዞባ ዝከታተሉን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሪኢቶታቶም ዘካፍሉን እዮም።

ናይ ሰላም ተስፋ ይርኣዮም እንተኾይኑ፣ካብ ግጭት ንምውፃእ መፍትሒ ሓሳባት ዝብሉዎም፣ዝርርብ ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ምንስቴር ኣብይ ኣሕመድን፣ከምኡ እውን ኣቶ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ምፍታሕ እሱራትን ብዝምልከት ሓሳቦም ኣካፊሎምና ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ግጭት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ናይ ሰላም ተስፋ'ዶ ይህሊ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:58:19 0:00


XS
SM
MD
LG