ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋዜጠኛታትን ኣናኒያ ሶሪን ኤልያስ ገብሩን ብዘይ ክሲ ልዕሊ ሰለስተ ወርሒ ምእሳሮም ስድራቤት ሓቢሮም


ኤልያስ ገብሩን(ጸጋም) ን ኣናኒያ ሶሪን(የማን)
ኤልያስ ገብሩን(ጸጋም) ን ኣናኒያ ሶሪን(የማን)

ኣብ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታትን ፀሓፍቲ ዓምዲ ኢንተርኔትን ዝኾኑ ኣናኒያ ሶሪን ኤልያስ ገብሩን ክሲ ከይተመስረቶም ካብ ዝእሰሩ ልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ገይሮም ክብሉ ስድራ ቤት ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፆም።

ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ ኮሚቴ ተሓላቒ ደሕንነት ጋዜጠኛታት (CPJ) እቶም ሰባት ዝተኣስሩ ጋዜጠኛታትን ፀሓፍትን ብምዃኖም ጥራሕ ስለዝኾነ ብህፁፅ ክፍትሑ ኣለዎም ይብል።

መንግስቲ ብወገኑ ዝተኣስሩ እንተሃሊዮም ጋዜጠኛታት ብምዃኖም ዘይኮነስ ስነ ምግባር ጋዜጠኝነት ብዘይምኽባሮም እዮም ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG