መንግስቲ ሶማልያ ንክልተ መራሕቲ ኣል-ሸባብ ከምዝማረኸ ኣፍሊጡ።ሓደ ካብ‘ኣቶም ብሞት ዕስራ ሰባት ዝጥርጠር‘ዩ።
ሰበ-ስልጣን ነቶም ጥርጡራት ሎሚ ሶኒ ኣብ ከተማ ቆርያለይ ናብ ህዝቢ ኣቅሪቦምዎም።ስሞም ግና ክሳብ ምፅራይ ዝፍፀም ኢሎም ኣይጠቀሱን።
ምክትል ምንስትር ፀጥታ ሶማልያ ንቪኦኤ ከምዝገለፅዎ፣ሓደ ካብ‘ቶም ዝተማረኹ፣ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ ልዕሊ ዓቀብቲ ሰላም ኣፍሪቃ ንዝተፈፀመ ርእሰ-ቅትለታዊ ጥቅዓት ተሓታቲ‘ዩ ኢሎም።
እቲ ናይ ሽዑ መጥቃዕቲ ን21 ሰባት ኣቁሲሉ እቶም 17 ዓቀብቲ ሰላም ኣፍሪቃ‘ዮም።