ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቱርኪ ንስምምዕነት እኽሊ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ፀቕጣ ተሐይል


ቱርኪ ንስምምዕነት እኽሊ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ፀቕጣ ተሐይል
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:42 0:00

ኣብ መንጎ ዩክሬንን ሩስያን ዝተኸትመ እኽሊ ዩክሬን ናብ ዕዳጋታት ዓለም ንምቅራብ ዘፍቅድ ስምምዕ ሩስያ ኣብ ዝመፅእ ሰኑይ ምስ ዘብቅዕ ከምዘይተሐድሶ ምግላፃ ስዒቡ ዳግም ኣብ ጥርጣረ ኣትዩ ኣሎ። ነዚ ስዒቡ ቱርኪ ከም መንጎኛ እቲ ስምምዕ ኣብ ዓለም ከጋጥም ንዝኽእል ቅልውላውን ስግኣትን ኣብ ግምት ብምእታው ኣብ ልዕሊ ሞስኮ ፀቕጢ ትገብር ኣላ።

XS
SM
MD
LG