ካብ ኹናት ሊብያ ሃዲሞም ኣብ ቱኒዝያ ኣብ ትሕቲ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት ዝርከቡ ስደተኛታት፡ ዛጊድ ካብ ተስፋ ሓሊፎም ዝረኸብዎ ነገር ከምዘየለ ይገልጹ።
ቆልዑትን ደቀንስትዮን ከይተረፈ፡ ግቡእ ክንክን ጥዕናን መግብን ከምዘይረኽቡ እቶም ስደተኛታት የማርሩ።
ብወገን ቱኒዝያውያን፡ ሰፊሕ ብልሽውናን ምጥፍፋእን ከምዝርአ`ውን ተዛሪቦም።
ምስ ገለ ካብኣቶም ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ዘተኣናገደ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡