ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩነታት ኣብ ቱኒዝያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣሰካፊ እናኾነ ይኸይድ


ኩነታት ኣብ ቱኒዝያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣሰካፊ እናኾነ ይኸይድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:18 0:00

ኩነታት ኣብ ቱኒዝያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣሰካፊ እናኾነ ይኸይድ

ኣብ ቱኒዚያ ዝነብሩ ስደተኛታት ኣብ መጀመሪያ እዚ ዓመት'ዚ ዓለምለኸ ሻቐሎት ዘልዓለ ግዳያት ዓሌታዊ መግሃስታት ኮይኖም እዮም። ይኹን ድኣ እምበር ብዙሓት ብሰንኪ ሕጋዊ ወረቐት ዘይምርካብ ወይ ስኣን ገንዘብ ካብታ ሃገር ክወፁ ኣይክኣሉን።

እቶም ኣብ ቱንዚያ ዝርከቡ ስደተኛታት እኹል ክንክን ጥዕና ፣ስራሕን ትምህርትን ኣይንረክብ ይብሉ። ገሊኦም ድማ ካብ ቱኒዚያ ወጻኢ ብቕልጡፍ መዕቖቢ ክንረክብ ኢና ብዝብል ተስፋ ድምፆም የስምዑ ኣለው ።

ጆሰፉስ ኦ ቶማስ ካብ ሲየራሊዮን መፂኡ ኣብ ፊት ንፊት ዋና ቤት ፅሕፈት ዓለምለኸ ውድብ ፍልሰተኛታት ምስ ብዓል ቤቱን ወዱን ቴንዳ ብምዝርጋሕ ይነብር ኣሎ።

ካልኦት ቆልዑት ዝርከቡዎም 200 ዝኾኑ እውን ካብ ለካቲት ኣትሒዞም ኣብ ዱኳናት ይነብሩ ኣለው። እቲ ዱኳን ካብ ዝናብ ብዙሕ ኣይከላኸልን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG