መንግስቲ ኣሜሪካ፣ንፕረዚደንትንትን መስራታይን ኣብ ኣርሊንግተን ቪርጅንያ ዝማእከሉ ማሕበረ-ሰብ ልምዓት ኢትዮዽያ (ኢሲዲሲ) ዝኾኑ ዶ/ር ፀሃየ ተፈራ፣ ’ልዑል ሽልማት ንኣሜሪካዊ ዜግነት ዝመረፁ’ ዝባሃል ኣፍልጦ ሂቡዎም‘ሎ።
ዶ/ር ጸሃዬ ተፈራ ብመንግስቲ ኣሜሪካ ተሸሊሞም