ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ንግዲን ሰሜን ኮርያን ንምዝርራብ ቤጂንግ ኣትዮም

  • ቪኦኤ ዜና
  • ምንያ ኣፈወርቂ

ናይ ኣሜሪካ ፕረዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ከም አካል እቲ ኣብ ኤስያ ዘካይድዎ ዘለው ዑደት ኣብ ደቡብ ኮርያ ድሕሪ ምብጻሕ ሎሚ ምስ ናይ ቻይና ፕረዚደንት ዚ ጂፕያንግ ንምዝርራብ ቤጂንግ ኣትዮም።

ፕረዝደንት ትራምፕን ናይ ቻይና መዘነኦም ቀንዲ ትኹረት ልዝቦም ጉዳይ ሰሜን ኮርያ ከምዝኸውን ትጽቢት ይግበር።

ፕረዚደንት ትራምፕ ሎሚ ወጋሕታ ንሃገራዊ ባይቶ ደቡብ ኮርያ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ናይ ሰሜን ኮርያ መራሒ ኪም ዮንግ ኡን ኹሉ ኑክሌራዊ ኣጽዋራቶም ሓዲጎም ንዝሓሸ መንገዲ ዕድል ክህቡ ጸዊዖም እንተኾነ ግን ምምሕዳር ኪም ንኣሜሪካ ከይብድህ’ውን ኣጠንቂቆም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG