ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ትራምፕ ምስ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ዮንግ ተራኺቦም ንምምያጥ ተሰማሚዖም


ናይ ኣሜሪካ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ናይ ሰሜን ኮርያ መራሒ ኪም ዮንግ ፕዮንግያን ክሳብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ዘሎ ጊዜ ተራኺቦም፡ ብዛዕባ ስግኣት ፕሮግራም ኑክሌር ሰሜን ኮርያ ዘብቕዓሉ መንገዲ ንምምያጥ ተሰማሚዖም ኣለው።

እዚ ኣገራሚ መግለጺ ትማሊ ምሸት ብሓላፊ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ደሕንነት ደቡብ ኮርያ’ዩ ተገሊጹ።ንሶም ብዛዕባ’ቲ ዲፕሎማሲያዊ ስጉምቲ ንፕረዚደንት ትራምፕ አማኻሪ ሃገራዊ ጸጥታን ዋይት ሃውስን መብርሂ ንምሃብ ኣብ ዋሽንግተን’ዮም ኔሮም።

ብተወሳኺ ፕረዚደንት ትራምፕ ናይ ቃል ዕድመ ኣብጺሖምሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG