ዋሽንግተን —
ዝቅጽል ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሰፊሕ ቐረፅ ንምንባር የጠንቅቑ ኣብ ዘለውሉ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ክፍጠር ንዝኽእል ቁጠባዊ ዘይምርጋግእ ይዳለዋ ኣለዋ።
ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ናይ መጀመርታ ስልጣን ዘመኖም ንቁጠባ ዓለም ዘነቓነቐ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሰፊሕ ቀረፅ ኣንቢሮም።
ቅድሚ ምምራጾም ኣብ ናብ ኣመሪካ ዝኣትው ኩሎም ኣቑሑት 10 ሚእታዊት ካብ ቻይና ንዝመጽእ ኣቕሑ ድማ 60 ሚእታዊት ቀረፅ ብምውሳኽ ተሪር ስጕምቲ ከም ዝወስዱ ቃል ኣትዮም።
ቅጥዒ