ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ትራምፕ ብትውልዲ ዝርከብ ዜግነት ኣመሪካ ከብቅዕ ይደፍኡ


ፕረ.ትራምፕ ብትውልዲ ዝርከብ ዜግነት ኣመሪካ ከብቅዕ ይደፍኡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

ፕረ.ትራምፕ ብትውልዲ ዝርከብ ዜግነት ኣመሪካ ከብቅዕ ይደፍኡ

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣመሪካ ብምውላድ ዝርከብ መሰል ዜግነት ንከብቅዕ ዝፈረምዎ ፈፃሚ ትእዛዝ ሕጋውን ፖለቲካውን ክትዕ ኣልዒሉ'ሎ። መበል 14 ዝተመሓየሸ ሕገ መንግስቲ ኣብ ኣመሪካ ዝተወለደ ዝኾነ ይኹን ቆልዓ ዜግነት ኣመሪካ ከምዝረክብ የረጋግፅ። እቲ ሕጊ ካብ 1868 ኣትሒዙ ኣብ ስቪላዊ መሰላት ኣገዳሲ ቦታ ዘለዎም መሰረታዊ ስርዓት እዩ.።

እቲ ኣብ መወዳእታ መበል 18 ክፍለ ዘመን ዝረቐቐ ሕገ መንግስቲ ኣመሪካ ንመብዛሕቲኡ ዛዕባ ስደተኛታትን ዜግነትን ኮንግረስ ክውስኖ እዩ ገዲፉዎ።

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ግን ኣብ ኣመሪካ ብምውላድ ዝርከብ ዜግነት ከብቅዕ ፈፃሚ ትእዛዝ ፈሪሞም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG