ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶናልድ ትራምፕ "ገበነኛ ኣይኮንኩን" ክብሉ ምላሾም ንቤት ፍርዲ ሂቦም

ዶናልድ ትራምፕ "ገበነኛ ኣይኮንኩን" ክብሉ ምላሾም ንቤት ፍርዲ ሂቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:17 0:00

ዶናልድ ትራምፕ "ገበነኛ ኣይኮንኩን" ክብሉ ምላሾም ንቤት ፍርዲ ሂቦም

ትማሊ ሰሉስ አብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ፣ ድሕሪ "ገበነኛ ኣይኮንኩን" ዝብል ዝሃብዎ ግብረ መልሲ ዘይተጸዓድነቶም ቀጺሎምሉ`ለው።

ንደምበ ሪፖብሊካዊያን ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ይመርሑ ዘለው ዶናልድ ትራምፕ ሚስጢራዊ ሰነዳት ካብ ሕጊ ወጻኢ ኣብ ቤቶም ኣኪቦም ከምኡ'ውን ንመስርሕ ፍትሒ ኣተዓናቂፎም ዝብሉን ካልኦት 37 ዝተፈላለዩ ክሲታት ቀሪብሎም ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG