ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ትራምፕ ጠቕላሊ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ናይ ምዃን ብቕዓት የብሎምን" ፕረ.ባራክ ኦባማ


ኣብ ላኦስ ዝርከቡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ሕጹይ ሰልፊ ሪፑብሊካን ዶናልድ ትራምፕ ጠቕላሊ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ናይ ምዃን ብቕዓት የብሎምን ክብሉ ገሊጾም።

እቶም ፕረዚድነት ነዚ ዝገለጹ: ኣብ ኣመሪካ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ፕረዚደንት ንሪፑብሊካውያን ወኪሎም ዝወዳደሩ ዘለው ዶናልድ ትራምፕ፥ ናይ ሩስያ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ካብ ኦባማ ዝሓሹ መራሒዮም ድሕሪ ምባሎም እዩ።

XS
SM
MD
LG