ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ትራምፕን ቀ/ሚ ሞዲን ኣብ መዳይ ጸዓትን ምክልኻልን ስምምዕ ፈሪሞም


ፕረ. ትራምፕን ቀ/ሚ ሞዲን ኣብ መዳይ ጸዓትን ምክልኻልን ስምምዕ ፈሪሞም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:19 0:00

ፕረ. ትራምፕን ቀ/ሚ ሞዲን ኣብ መዳይ ጸዓትን ምክልኻልን ስምምዕ ፈሪሞም

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ናይ ፀዓትን ናይ ምክልኻልን ስምምዕ ፈሪሞም። እንተኾነ ግን እዚ ናይ ህንዲ ረብሓ ትራምፕ ኣብ ናይ ንግዲ መሻርኽቲ ብዘንበሩዎ ቐረፅ ዝትንከፍ ይመስል። ህንዲ ድማ ነዚ ክትወግዶ ትጽዕር'ላ።

ቀዳማይ ሚንስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ምስ ውዕላት ምክልኻልን ፀዓትን ተሰኒዩ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ፅቡቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እንተኾነ ግን ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ኣብ ልዕሊ ስትራተጂያዊ መሻርኽቲ ቐረፅ ከም ዘንብሩ ኣጠኒቂቖም።

ፕረ.ትራምፕ ኣብ ፀዓት ፣ ህዋን ምክልኻልን ምስ ህንዲ ዝተፈረመ ስምምዓት ወግዓዊ ገይሮም ኣለው። ህንዲ ነተን ምስ ኣመሪካ ስጡም ርክብ ዘለወን ሃገራት ጥራሕ ዝቐርብ ዝነበረ ፕሮግራም ኤፍ-15 ዝዓይነተን ነፈርቲ ውግእ ክተእትው እውን ትኽእሎ ኣለዋ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG