ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ንፈላማይ ክትዕ ይዳለው


ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ንፈላማይ ክትዕ ይዳለው
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:05 0:00

መዓልቲ ምርጫ ኣመሪካ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን፣ ንፈላማይ ክትዕ ይቀራረቡን ብዛዕባ ቁጠባ ኣብ ወፍሮም ደጋጊሞም ይዛረቡን ኣለዉ። ዶናልድ ትራምፕ፣ ወፍሮም ኣብ ልዕሊ ቁጠባን ካማላ ሃሪስን ኣተኩሩ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG