ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተወዳደርቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኢምግሬሽን ንሓድሕዶም ይወቓቐሱ


ፕረዚደንት ጆ ባይደን ካብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ድሕሪ ምስሓቦም ሕፁይ ፕረዚደንታዊ ተወዳዳሪ ሪፑብሊካን ሰልፊ ዶናልድ ትራምፕ ምሉእ ትኹረቶም ናብተን ሕጂ መወዳድርቶም ዝኾና ንዝኽእላ ምኽትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስ ኮይኑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG