ዋሽንግተን —
መሰልን ዕድላትን ምንፃል ጥንሲ ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ቀንዲ መዘራረቢ ጉዳይ ክኸውን እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር። ወፍሪ ካምላ ሃሪስ ንመሰል ምንፃል ጥንሲ ብምድጋፍ መረፅቲ ናብ መውሃቢ ድምፂ ንምምራሕ ክደፍኣሉ ከሎ ዶናልድ ትራምፕን ከኣ ነቲ ኣንፃር ምንፃል ጥንሲ ዝነበሮም ህዝባዊ መርገፂኦም ኣፍኲሶምዎ ኣለዉ።

ቅጥዒ