No media source currently available
ኣብ ዩክሬንን ማእከላይ ምብራቕን ዘሎ ኲናት ደው ምባል ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ሃገራት ተንብሮ ዘላ ግብርን ምቅናስ ብዝሒ ሰራሕተኛታት ፌደራላዊ መንግስቲን ዝብሉ ካብቶም ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብዚ ሰሙን ናይ ካልኣይ እብረ ምምሕዳሮም ቀዳማይ መደረ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ኣብ ዘስምዕሉ እዋን ዝያዳ ከብርህዎም እዮም ተባሂሉ ትፅቢት ካብ ዝግበርሎም ዛዕባታት እዮም።