ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ትራምፕ ናብ ደቡብ ኣሜሪካ ዝመደብዎ ዑደት ሰሪዞምዎ


ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ መወዳ እታ’ዚ ሰሙን’ዚ መዲቦሞ ዝነበረ ዑደት ደቡብ ኣሜሪካ ኣብ ግብረ መልሲ ኣሜሪካ ናብ ሶርያ ዝተኻየደ መጥቓዕቲ ንምትኳር ከምዝሰረዝዎ ኣፍሊጡ።

ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ፔሩ ዝካየድ መበል 8ይ ዋዕላ ሃገራት ኣሜሪካ ንምስታፍን ንሃገራት ኮሎምብያን ቦጎታን ንምብጻሕ ዝዓለመ እንተነበረ ሕጂ ግን ብመሰረት ጠለብ ፕረዚደንት መገሻኦም ብምስራዝ ኣብ ክንድኦም ምክትል ፕረዚደንት ክኸዱ ምዃኖም ተፈሊጡ’ሎ ኣብ ክንድኡ ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ከምዝጸንሑን ንግብረ መልሲ ኣሜሪካ ንመጥቓዕቲ ሶርያን ከምዝኸታተሉ ተገሊጹ።

ፕረዚደንት ትራምፕ ድሕሪ ብቐዳም ኣብ ሶርያ ዝተኻየደ መጥቓዕቲ ኣሜሪካ ተሪር ግብረ መስሊ ከምትህብ ምግላጾም ይዝከር።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG