ጉዳይ ዜግነት ብትውልዲ ኣመሪካ -- ፕረዚደነታዊ ትእዛዝ ተቓውሞ ይገጥሞ
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብታ ቃለ-ማሕላ ዝፈጸመላ ምሸት፡ ካብ መንጎ ዘሕለፎም ሓያሎ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት፡ ኣብ ኣመሪካ ካብ 1868 ኣትሒዙ ክስርሓሉ ዝጸንሐ ምርካብ ዜግነት ኣብ ኣመሪካ ብምውላድ ዝስርዝ’ዩ። ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ መሬት ኣመሪካ፡ ሕጋዊ መንበሪ ወረቐት ካብ ዘይብሎም ወለዲ ዝተወልደ ህጻን፡ ከምቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ንእለቱ ኣመሪካዊ ዜጋ ካብ ምዃን ዝኽልክል ትእዛዝ’ዩ ፈሪሙ። እዚ ግን ብኣብ ሲያትል ዋሺንግተን ዝርከብ ቤት ፍርዲ ተቓውሞ ገጢሙዎ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 24, 2025
ድሕሪ ምትፍናን መሪሕነት ህወሓት፡ ሻቕሎት ህዝቢ ይዓቢ
-
ጥሪ 24, 2025
ቃናን ብዙሕነትን ባህላዊ ህርመታት ኤርትራ
-
ጥሪ 23, 2025
ኣብ ሃገራዊ ፈተና ኢትዮጵያ ልዑል ነጥቢ ዘምፅኡ ተመሃሮ ተሸሊሞም
-
ጥሪ 22, 2025
ጽንብል ቃለ-መሓላ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ