ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኲናት ዩክሬን ቀንዲ ዛዕባ ፕረዚንደታዊ ክትዕ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ክኸውን ትጽቢት ይግበር


ፋይል
ፋይል

ድሕሪ ጽባሕ ሓሙስ ኣብ ዝካየድ ፈላማይ ክትዕ ፕረዚደንታዊ ተወዳደርቲ ኣመሪካ ዓመተ 2024: ኲናት ዩክሬን ካብቶም ቀንዲ ሕቶታት ፖሊሲ ወፃኢ ክኸውን እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።

ክልቲኦም ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ኣብ ምብቃዕ ኲናት ዩክሬን ይሰማምዑ እዩም። ይኹን’ምበር እዚ ኣብ ሞንጎ መራሒ ሩስያ ቭላዲሚር ፑቲንን ፕረዚደንት ዩክሬን ዘለንስኪ ብኸመይ ክፍፀም ከምዝግባእ ንፁር ሓበሬታ ኣብ ምሃብ ግን ውሱን ምዃኖም ክኢላታት ፖሊሲ ወፃኢ ይዛረቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG