ፈተነ ቅትለት ትራምፕ ንምርጫ ኣመሪካ ብኸመይ ይጸልዎ? -- ትንታነ

ፈተነ ቅትለት ትራምፕ ንምርጫ ኣመሪካ ብኸመይ ይጸልዎ? -- ትንታነ

No media source currently available

ፈተነ ቅትለት ትራምፕ ንምርጫ ኣመሪካ ብኸመይ ይጸልዎ? -- ትንታነ

ሕጹይ ፕረዚደንታዊ ተወዳዳሪ ዶናልድ ትራምፕ ቀዳም ምሸት፡ ኣብ እዋን ጎስጓስ ምርጫ፡ ካብ ፈተነ ቅትለት ድሕሪ ምድሓኑ፡ ንዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ከመይ ክጸልዎ ይኽእልንዝብል ኣብ ዩኒቨርስቲ ቺካጎ፡ ኣብ ክፍሊ-ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠት ዝምህር ዶክተር ሳልሕ ዑመር ኑር፡ ብሕልፊ ብውዑዩ እዚ ክስታተ ንወፍሪ ምርጫ ትራምፕ ኣዝዩ ሓጋዚ ምዃኑ ይኣምን። ዶክተር ሳልሕ ንታሪኽ ሮናልድ ሬገንን ኣብ እዋን ወፍሪ ምርጫ ድሕሪ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለትን ዘስዓቦ ናይ ድጋፍ ድምጺን ብምንጽጻር ኣብሪሁ ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG