ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዙር ጋቦን "La Tropicale Amissa Bango": ብኤርትራዊ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ተመሪቑ ተኸፊቱ

ውድድር ብሽክለታ ዙር ጋቦ "La Tropicale Amissa Bango" ካብ 18-24 ጥሪ,2016 ዓ.ም ይኻየድ ኣሎ።

ኤርትራዊ ተቀዳዳማይ ዳኒኤል ተክለሃይማኖት ነቲ ውድድር መሪቑ ከፊትዎ።

እቲ ውድድር ሸውዓተ መድረኽ ኣለዎ።

XS
SM
MD
LG