ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

Transparency International ኣብ ዘቕረቦ ኣመዳድባ ደርጃ ብልሽውና፡ ኤርትራ ገዲዳ፡ ኢትዮጵያ ከም ቀደማ`ላ ኢሉ


EMBARGOED-2013 Transparency International Corruption Index, World Map
EMBARGOED-2013 Transparency International Corruption Index, World Map

ካብ ታሕቲ ንላዕሊ፡ ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣፍሪቃ፡ ሶማሊያ መጨረሻ፡ ኤርትራ 7ይቲ፡ ኢትዮጵያ መበል 21 ኣለዋ

ኣብ ኣህጉራዊ ግልጽነት፡ ኣተሓባባሪ ማእከላይ ኣፍሪቃ፡ ሉቃስ-ፈርናንደስ፡ ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረብ ከሎ፡ “ብዛዕባ ተራ ብልሽውና ወይ ኣብ ጽርግያ ዝውሃብ ጉቦ ኣይኮናን ንዛረብ ዘለና፡ ብዛዕባ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ዘሎ እምነት ህዝቢ ኢና ንዛረብ ዘለና፡ መንግስቲ ግልጺ ብዝኾነ ኣሰራርሓ ኣየመሓድርን`ዩ” ኢሉ።

ኣብ ኢትዮጵያ`ውን ምምሕያሽ ኔሩ ክንብለሉ ንኽእል ምኽንያት የለን ድሕሪ ምባል “ኣብ ኢትዮጵያ፡ ናጻ ምጽራይ ንኽካየድ ዘፍቅድ ፖሊቲካዊ ድልየት ወይ ስርዓተ-ፍትሒ የለን” ኢሉ።

ንምሉእ ትሕዝትኡ፡ ኣብ`ዚ ስምዑ፡
Lucas Fernandes
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:31 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG