ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝዓበየ ትሕተ-ቅርጺ መጉዓዝያ ተጀሚሩ


map kenya
map kenya

ንኬንያን ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ጸኒሑ’ውን ምስ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዘራኽብ ሰፊሕ ናይ መጉዓዝያ ፕሮጀክት ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ።

እቲ ፕሮጀኽት መንገዲ ባቡር፡ መተሓላለፊ ነዳዲ ቱቦታት፡ ዓበይቲ ጽርግያታት፡ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ከምኡ’ውን መዘናግዒ ቦታታት ዘጠቓለለ’ዩ።

እቲ ፕሮጀክት ካብ ላሙ ዝተባህለት ናይ ኬንያ ወደብ ዝጅምር ኮይኑ ብ’ላፕሰት’ ብዝብል ናይ እንግሊዝ ምሕጻረ-ቃል ይጽዋዕ ትርጉሙ ወደብ ላሙ፡ ደቡብ ሱዳን ኢትዮጵያን መጉዓዝያ መስመር ማለት’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝዓበየ ትሕተ-ቅርጺ መጉዓዝያ ተጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:02 0:00

XS
SM
MD
LG