ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስመራ፡ ን84 ስነጥበኛታት ኣብ ምፍራይ ፊልም ዘተኮረ ስልጠና ተዋሂቡ


ኣብ ኣስመራ ን84 ስነጥበኛታት ኣብ ምፍራይ ፊልም ዘተኮረ ዝተዋህበ ስልጠና ተዋሂቡ።

እቲ ስልጠና ካብ ናይ ኣሜሪካ ዩኒቨርስቲ ሃዋርድ መምህርን ኣፍራዪ ፊልምን ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ኣምባሳጅር በርሀ፡ኣብ ዩኒቨርስቲ ስታምፎርድ ሓላፊ ክፍሊ ፊልም ኣቶ ኢሳያስ ተ/ማርያምን ከምኡ’ውን ኣብ ለንደን ናይ ፊልም ዳይረክተርን ወ/ሮ ማህሌት ሃብተን እዮም።

"ዕላማ ናይዚ ስልጠና ንደረጃ ስርሓት ፊልም ኤርትራ ናብ ዓለማዊ ደረጃ ንምስግጋር እዩ" ይብል ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ኣምባሳጅር።

ሰልጠንቲ ብወገኖም "ዓለማዊ ቋንቋ ፊልም ክንርዳእን ፊልም ብዝያዳ 80 ሚእታዊት ብስእሊ ከምዝግለጽን ፈሊጥና"ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣስመራ፡ ን84 ስነጥበኛታት ኣብ ምፍራይ ፊልም ዘተኮረ ስልጠና ተዋሂቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:05 0:00

XS
SM
MD
LG