ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል፤ ባህላዊን ዘመናዊን ፍወሳታት ኣዋሲቡ ምስ ዝስርሕ መንእሰይ

ዕላል፤ ባህላዊን ዘመናዊን ፍወሳታት ኣዋሲቡ ምስ ዝስርሕ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:24:39 0:00

ዕላል፤ ባህላዊን ዘመናዊን ፍወሳታት ኣዋሲቡ ምስ ዝስርሕ መንእሰይ

ወዲ 22 ዓመት ጎይትኦም ተኽሉ፡ ናይ ዩኒቨርስቲ ትምህርቱ ፈለማ ብምኽንያት ቫይረስኮሮና፡ ስዒቡ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ዝጀመረ ኲናት ክቕጽል ኣይከኣለን። ኣብቲ ኲናት ብኣካል ዝተሳተፈ ጎይትኦም፡ ባህላዊ ኣገባብ ፍወሳ ምስ ዘመናዊ መድሃኒት ብምውሳብ፡ንቝስሊ ዘሕውይ፡ ንቑማል ዘጥፍእ፡ ንባኒ ካብ ምዕሳው ዝከላኸልን ካልእን ምህዞታት ኣፍርዩ ኣሎ።

ኣብ ዘረባና፡ ናብቶም ዝምልከቶም ኣካላት ትግራይ ብምድዋል’ውን እቲ ጎይትኦም ዝበሎ፡ ካብቶም ዝጠቐሶም ኣካላት ድጋፍ ረኺብና ኢና።

XS
SM
MD
LG