No media source currently available
ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ከተማ መቐለ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ ብፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ኣመራርሓ ህወሓት፣ “ህወሓት ንምድሓን” ብዝብል ኣብ ከተማ መቐለ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ።