መግለጺ ህወሓት ኣብ ኣኼባ ገምጋም ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶርያ
ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝግምግም ዕጹው ኣኼባ ክካየድ ቀንዩ’ዩ። ንመሪሕነት ክልል ትግራይ ወኪሉ ኣብ ስምምዕ ተጻብኦታት ዝፈረመ ውድብ ህወሓት፡ ነቲ ንፈረምቲ፡ ኣውሓስቲን ተዓዘብቲን ኣካላት ዘጠቓለለ ርክብ ኣመልኪቱ ትማሊ ረቡዕ ኣማስያኡ ናይ ጽሑፍ መግለጺ ኣውጺኡ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ