ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
መግለጺ ህወሓት ኣብ ኣኼባ ገምጋም ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶርያ
ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝግምግም ዕጹው ኣኼባ ክካየድ ቀንዩ’ዩ።
ንመሪሕነት ክልል ትግራይ ወኪሉ ኣብ ስምምዕ ተጻብኦታት ዝፈረመ ውድብ ህወሓት፡ ነቲ ንፈረምቲ፡ ኣውሓስቲን ተዓዘብቲን ኣካላት ዘጠቓለለ ርክብ ኣመልኪቱ ትማሊ ረቡዕ ኣማስያኡ ናይ ጽሑፍ መግለጺ ኣውጺኡ ኣሎ።
ቅጥዒ