No media source currently available
ፓርላማ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ካብ ዝርዝር መዝገብ ግብረ ሽበራ ኣውፂኡዎ። ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሎሚ ረቡዕ 21 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ግብረ-ሽበራ ኢሉ ንህወሓት ካብ ዝመደቦም ጉጅለታት ዝርዝር ሰሪዙዎ ኣሎ።ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ተፀዋዒ መንግስቲ ንነባሪ ሰላምን ንተግባሪዊነት ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣድላይ ውሳነ እዩ ኢሎም።